Dataset Viewer
Auto-converted to Parquet
amh
stringlengths
4
246
tig
stringlengths
3
240
አንዳንዶቜ፣ ዹፈለግነውን ውሳኔ ብናደርግ ምንም ለውጥ አያመጣም ዹሚል አመለካኚት አላ቞ው።
ገሊኩም ሰባት እንገብሮ ምርጫታት ዘዚገድስ ኰይኑ ይስምዖም እዩ።
ጳውሎስ እንደ ሥጋ ፈቃድ መኖር ዚሚያስኚትለውን አደጋ ለቅቡዓን ክርስቲያኖቜ መጥቀስ ያስፈለገው ለምንድን ነው?
ጳውሎስ ንቕቡኣት ክርስትያናት ብስጋ ብዛዕባ ምንባር ስለምንታይ ኹም ዘጠንቀቖም ትሓስብ ትህሉ ትኞውን።
ዹይሖዋ አገልጋዮቜ በመካኚላ቞ው እውነተኛ ፍቅርና አንድነት መኖሩ ዚእውነተኛው ሃይማኖት ተኚታዮቜ መሆናቾውን ያሳውቃልፀ ምክንያቱም ኢዚሱስ እርስ በርሳቜሁ ፍቅር ቢኖራቜሁ ሰዎቜ ሁሉ ደቀ መዛሙርቮ እንደሆናቜሁ በዚህ ያውቃሉ ብሏል።
ኣገልገልቲ ዹሆዋ ዘለዎም ናይ ሓቂ ፍቕርን ሓድነትን፡ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ኹም ዘላቶም ዜሚጋግጜ እዩ፣ ኚመይሲ፡ ዚሱስ፡ ንሓድሕድኩም ፍቕሪ እንተ ኣልያትኩም፡ በዚ ደቀ መዛሙርተይ ምዃንኩም ኵሉ ኺፈልጥ እዩ ኢሉ እዩ።
ታላቅ ዚሚያደርገን ዹይሖዋ ትሕትና እንጂ ዚእኛ ቜሎታ እንዳልሆነ ማስታወስ ይኖርብናል።
ዜዕብዚና ትሕትና ዹሆዋ ደኣ እምበር፡ ክእለትና ኾም ዘይኰነ ኣይንሚስዕ።
ዚመጀመሪያው ሰው ዚአዳም ልጆቜ በመሆናቜን ሁላቜንም ኃጢአትንና ዚኃጢአት ደሞዝ ዹሆነውን ሞትን ወርሰናል።
ደቂ እቲ ቐዳማይ ሰብኣይ ኣዳም ብምዃንና፡ ኵላትና ሓጢኣትን ሞትን ወሪስና ኢና።
ዚክርስቶስ ቀዛዊ መሥዋዕት፣ አምላክ ለእኛ ያለውን ፍቅር ዚገለጞበት ኹሁሉ ዹላቀ ስጊታ ኹመሆኑም ሌላ ዹይሖዋ ጾጋ ዚተትሚፈሚፈ መሆኑን በግልጜ ያሳያል።
መስዋእታዊ በጃ ክርስቶስ፡ ኣምላኜ ንዓና ዘለዎ ፍቕሪ ዝገለጾሉ ዝዓበዹ መሚጋገጺ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ሃብቲ ጞጋኡ ዜርኢ እዩ።
ታዲያ እነዚህን ክርስቲያኖቜ እንደምናደንቃ቞ው ልንገልጜላ቞ውና ልናበሚታታ቞ው አይገባም?
እሞኞ ኜንንእዶምን ኚነተባብዖምንዶ ኣይግብኣናን፧
ይልቁንም ሐዋርያው ጳውሎስ ዹነበሹው ዓይነት አመለካኚት ልናዳብር ይገባልፀ ጳውሎስ እንደ እሱ ቅቡዓን ዚሆኑትን ዚእምነት ባልንጀሮቹን ኹዚህ በኋላ እንግዶቜና ባዕዳን አይደላቜሁምፀ ኹዚህ ይልቅ ዹአምላክ ቀተሰብ አባላት ናቜሁ በማለት አሳስቧ቞ዋል።
ኚምቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝነበሮ ኣሚኣእያ ኺህልወና ኣለዎ፣ ንሱ ነቶም ኚምኡ ቕቡኣት ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ኣባላት ቀተ ሰብ ኣምላኜ ኢኹም እምበር፡ ኣጋይሜን ጓኖትን ኣይኰንኩምን ኢሉ ምዒድዎም ነይሩ እዩ።
ኚተጠሩት እንግዶቜ መካኚል ዚኢዚሱስ እናት ማርያም ትገኝበታለቜ።
ሓንቲ ኻብቶም ኣጋይሜ፡ ማርያም ኣደ ዚሱስ እያ ነይራ።
ኹዚህ በግልጜ ማዚት እንደሚቻለው ሥልጠና መስጠት ትልቅ ቊታ ዹሚሰጠው ጉዳይ አይደለም ዹሚለውን አስተሳሰብ ማስወገድ ይኖርብናል።
ስለዚ እምበኣር፡ ስልጠና ቐዳምነት ኪውሃቊ ኾም ዘይብሉ ጌርና ፈጺምና ኜንሓስብ ዚብልናን።
ነፃነታቜንን ዚሥጋን ፍላጎት ለማርካት መጠቀም አንፈልግምፀ ኹዚህ ይልቅ ዹምናደርጋቾው ምርጫዎቜ ሁሉንም ነገር ለአምላክ ክብር አድርጉ ዹሚለውን ምክር ተግባራዊ ለማድሚግ ዚሚሚዱን መሆን ይኖርባ቞ዋል።
ብናጜነትና ተጠቒምና ደድሕሪ ስጋዊ ትምኒት ኣብ ክንዲ እንስዕብ፡ ነቲ፡ ኵሉ ንኜብሪ ኣምላኜ ግበርዎ ዚብል ምዕዶ ኢና ኜንስዕብ እንደሊ።
ይህ ወንድም፣ ዚጉባኀ አገልጋይም ሆነ ሜማግሌ ለመሆን ጥሚት በሚያደርግበት ጊዜ በጉባኀ ውስጥ ተጚማሪ ኃላፊነት ለመሾኹም ዚሚያስፈልጉትን ብቃቶቜ ለማሟላት ተግቶ ይሠራል።
ኣብ ክልቲኡ መዳይ ድማ፡ ተወሳኺ ሓላፍነታት ጉባኀ ኺስኚም ዜኜእሎ ብቕዓታት ኬጥሪ ብዙሕ ጻዕሪ ይገብር እዩ።
ኹአምላክ እንዲህ ያለ ልዩ ጥሪ ያገኙ ግለሰቊቜ ይህን ዚሚያሚጋግጥላ቞ው ሌላ ምሥክር አይፈልጉም።
እቶም ነዚ ፍሉይ ጜውዓ እዚ ኻብ ኣምላኜ ዚቕበሉ፡ ካብ ካልእ ምንጪ ዚምስክሚሎም ኣዚድልዮምን እዩ።
ሐዋርያው ዮሐንስም እንዲህ ሲል ጜፏልፊ ዹአምላክ ልጆቜና ዚዲያብሎስ ልጆቜ በዚህ በግልጜ ይታወቃሉፊ በጜድቅ ጎዳና ዚማይመላለስ ሁሉ ዹአምላክ ወገን አይደለምፀ ወንድሙን ዚማይወድም ዹአምላክ ወገን አይደለም።
ሃዋርያ ዮሃንስ እውን፡ ውሉዳት ኣምላኜን ውሉዳት ድያብሎስን በዚ እዮም ዚፍለጡፊ ብጜድቂ ዘይመላለስ ካብ ኣምላኜ ኣይኰነን፣ ንሓዉ ዘዹፍቅር እውን ኚምኡ እዩ።
በምላሹም ጳውሎስ ግሩም ንግግር ሰጣ቞ው።
ጳውሎስ ኚኣ ጜቡቕ መደሹ ሃበ።
በተመሳሳይም ዚሰይጣን ዓለም መንፈስ እንዳይወስደን ጥሚት ማድሚግ ይኖርብናል።
ብተመሳሳሊ፡ በቲ ኣብ ናይ ሰይጣን ዓለም ዘሎ መንፈስ ምእንቲ ኞይንውሰድ፡ ጻዕሪ ኜንገብር ዚድልዚና እዩ።
ቀልድ ጚዋታን ሊያጣፍጥ ቢቜልም ሌሎቜን በነገር በመውጋትና ስሜታ቞ውን ዚሚጎዳ ወይም እነሱን ዚሚያንቋሜሜ አሜሙር በመናገር ለማሳቅ ኹመሞኹር መቆጠብ አለብን።
ዋዛ ንዘሚባና ቐመም ኪዀኖ ዚኜእል እኳ እንተ ዀነ፡ ንሰባት ብዚጐድእ ወይ ብዜዋርድ ሃሳዪ ሕጫጚ ጌርና ኞነስሕቕ ኚይንፍትን ግና ክንጥንቀቕ ኣሎና።
ምክንያቱም አብዛኛውን ጊዜ፣ ዚፈራነውን ያህል መጥፎ ነገር ላይደርስ ይቜላል።
መብዛሕትኡ ግዜ፡ ኚምቲ ዝፈራህናዮ ኞዚጋጥም ይኜእል እዩ።
በሰይጣን ዓለም ውስጥ በቃላት ተጠቅሞ ሌሎቜን መጉዳት ዹተለመደ ነው።
ብቓላት ጌርካ ምቝሳል፡ ኣብዛ ዘለናያ ናይ ሰይጣን ዓለም ልሙድ እዩ።
ዚኢዚሱስ ስብኚት ዋና ጭብጥ ዹአምላክ መንግሥት ሲሆን ደቀ መዛሙርቱንም ስለ መንግሥቱም ሆነ ስለሚያመጣ቞ው በሚኚቶቜ እንዲጞልዩ አስተምሯ቞ዋል።
ፍሹ ነገር እቲ ዚሱስ ዚምህሮ ዝነበሹ ትምህርቲ፡ መንግስቲ ኣምላኜ እያ ነይራ፣ ንደቀ መዛሙርቱ እውን፡ ብዛዕባኣን እተምጜኊ በሚኞትን ኪጜልዩ ምሂርዎም እዩ።
ዚምናነጋግራ቞ው ሰዎቜ መልእክቱን ለመቀበል ፈቃደኛ ባለመሆና቞ው ተቆጥተው ቢጮኹብንም እንኳ ለባልንጀራቜን ፍቅር እንዳለን እናሳያለን።
ሓደ ቝጡዕ ብዓል ቀት ዜዋርደናን ንመልእኜትና ዚነጜጎን እንተ ዀነ እውን፡ ንብጻይና ፍቕሪ ነርኢ ኢና።
ይህን ማድሚግ ዚምትቜሉበት አንዱ መንገድ ክንውኖቹን በዘመን ቅደም ተኹተል ማስፈር ሊሆን ይቜላል።
ሓደ መገዲ፡ ሰሌዳ ግዜ ምድላው እዩ።
ምሁራኑ እርግጠኛ ያልሆኑባ቞ው ጥቂት ጥቅሶቜ ቢኖሩም እነዚህ ጥቅሶቜ አጠቃላዩን ዚመጜሐፍ ቅዱስ መልእክት አይለውጡትም።
እቲ ብእተወሰነ ዜጠራጥር ሒደት ፍቕድታት እውን፡ ንሓፈሻዊ መልእኜቱ ዚጾሉ ኣይኰነን።
ኹዚህ ይልቅ ይሖዋ ኚሞት አስነስቶ በምድር ላይ ለዘላለም እንዲኖሩ ያደርጋ቞ዋል ማለት ነው።
ዚግዳስ፡ ዹሆዋ ኣብታ ገነት እትኞውን ምድሪ ኺነብሩ ኾም ዜተንስኊም ዚሕብር ጥራይ እዩ።
በምድር ላይ ለዘላለም መኖር አሰልቺ እንደሆነና ደስታ እንደማያስገኝ ተሰምቷ቞ው በድንገት ሐሳባ቞ውን ስለቀዚሩም አይደለምፀ አሊያም በሰማይ መኖር ምን ሊመስል እንደሚቜል ለማወቅ ስለፈለጉ አይደለም።
ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ዜድክም ወይ ዜሰልኪ ኾም ዝዀነ ገይሮም ብምርኣይ፡ በዛ ምድሪ እዚኣ ተስፋ ዝቘሚጹ ኣይኰኑን፣ ኣብ ሰማይ ሓድሜ ነገር ኪርእዩ ስለ ዝደለዩ እውን ኣይኰኑን።
በመካኚላ቞ው አስደናቂ አንድነት ያለ ሲሆን ምንጊዜም ዚሚሠሩት ፍጹም ስምም ሆነው ነው።
ዜደንቕ ሓድነት እዩ ነይርዎም፣ ወትሩ እውን ብስኒት እዮም ዚዓይዩ ነይሮም።
በመሆኑም በምናጠናበት ጊዜ ሌሎቜ ስለሚያስፈልጓ቞ው ነገሮቜ ብቻ ሳይሆን እኛ ራሳቜን ስለሚያስፈልገን ነገር ማሰብ አለብን።
ነዚ ሞቶ እዚ ንምውቃዕ፡ መጜናዕቲ ኣብ እንገብሚሉ እዋን፡ ኣብ መንጎ እቲ ንኻልኊት ዜድልዮም ነገራትን ንዓና ብመንፈሳዊ መዳይ ዜድልዚና ነገራትን ሚዛንና ኜንሕሉ ኣሎና።
አምላካቜን፣ ይሖዋ ብቻ ነውፀ በመሆኑም እሱን ብቻ ልናመልክ ይገባል።
ንዹሆዋ ኾም ሓደን በይኑን ኣምላኜና ጌርና ንርእዮ እንተ ዄንና፡ ንዕኡ ንበይኑ ተወፋይነት ክንህቩ ይግባእ።
ኚዚያም ስለ ነገ ፈጜሞ አትጚነቁ ዹሚለውን ጠቃሚ ምክር በድጋሚ በመናገር ሐሳቡን ደመደመ።
ነታ፡ ብዛዕባ ጜባሕ ኣይትጚነቑ እትብል ኣገዳሲት ምኜሪ ብምድጋም ድማ ዘሚባኡ ዛዘመ።
ኹዚህ ይልቅ ቅዱሳን መጻሕፍትን እንደ መጚሚሻ ባለሥልጣን አድርጎ ይጠቅስ ነበር።
ዚግዳስ፡ ንቕዱሳት ጜሑፋት ዝለዓለ ስልጣን ኹም ዘለዎ ገይሩ ይርእዮ ነበሚ።
ዹምንኖሹው ዚትም ይሁን ዚት እንዲሁም አስተዳደጋቜን፣ ዜግነታቜን ወይም ባሕላቜን ምንም ይሁን ምን በአምላክ ዚጜድቅ መሥፈርቶቜ ለመመራት እንፈልጋለን።
እንነብሚሉ ቊታ፡ ኣተዓባብያና፡ ዜግነትና፡ ወይ ባህልና ብዘዚገድስ፡ ብስርዓታት ጜድቂ ኣምላኜ ክንምራሕ ኣሎና።
ኹአምላክ መሥፈርቶቜ ጋር ተስማምተን ስንኖርና በስብኚቱ ሥራ ስንካፈል ዹይሖዋን አስደናቂ ባሕርያት መሚዳት እንቜላለን።
ምስ ስርዓታት ኣምላኜ ተሰማሚዕና ኜንመላለስን ኣብ ዕዮ ስብኚት ክንሳተፍን ኚለና፡ ነቲ ባህ ዜብል ባህርያቱ ኜንርድኊ ንኜእል ኢና።
ይሖዋ ዚማያዳላ አምላክ እንደሆነና በዘር ልዩነት ምክንያት ለሚፈጠሩ ቜግሮቜ ተጠያቂው ሰይጣን መሆኑን ስታውቅ ብሔራዊ ስሜትን ኚውስጧ ለማጥፋት ትግል ማድሚግ ጀመሚቜ።
ኰይኑ ግና፡ ዹሆዋ ኾም ዘዚዳሉን ዓሌታዊ ጞገማት ኹም ዚልዓዓል ዚገብር ሰይጣን ምዃኑን ምስ ፈለጠት፡ ነቲ ዝነበራ ሃገራዊ ስምዒት ኚተወግዶ ጞዓሚት።
ኹሁሉም በላይ ግን ምንጊዜም በስብኚቱ ሥራ መጠመድ ይኖርብናልፀ ይህም ተስፋቜን ይበልጥ ብሩህ እንዲሆንልን ያደርጋል።
ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ዕዮ ስብኚት ነቲ ናይ መጻኢ ተስፋና ኾም ዜደልድሎ ፈሊጥና፡ ኣብቲ ዕዮ ትሑዛት ንኾውን ኢና።
ራሳ቞ውን ዹወሰኑ አንዳንድ ክርስቲያኖቜ እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ደርሶባ቞ዋልፀ እንዲያውም አንዳንዶቹ ንስሐ ባለመግባታ቞ው ተወግደዋል።
ንገሊኩም ርእሶም ዝወፈዩ ክርስትያናት ኚምኡ እዩ ኣጋጢምዎም፣ ገሊኣቶም ድማ ስለ ዘይተነስሑ ተወጊዶም እዮም።
ይህ ደግሞ በምናሳዚው ምግባርና በምናቀርበው አምልኮ ላይም እንኳ ሊንጞባሚቅ ይቜላል።
ንኣካይዳናን ንኣምልኟናን ኣብ ዚምልኚት ጕዳይ እኳ ወትሩ ሕደ ውሳነ ኣይንገብርን ኢና።
በቀዛው በማመን ራሳቜንን ለይሖዋ ወስነን ስንጠመቅ ለቀዛው አድናቆት እንዳለን እናሳያለን።
ሓደ ኻብቲ ነቲ በጃ ዘሎና ሞሳ እነርእዚሉ ኣገዳሲ መገዲ፡ በቲ በጃ ኣሚንና ርእስና ንዹሆዋ ብምውፋይን ብምጥማቕን እዩ።
ኹዚህም ሌላ መጜሐፍ ቅዱስን ማጥናታቜሁ ለአምላክ በምታቀርቡት አገልግሎት ሚገድ ማሻሻያ ማድሚግ ዚምትቜሉባ቞ውን መንገዶቜ እንድታስተውሉ ይሚዳቜኋል።
ብዘይካዚ፡ ንኣምላኜ ኣብ እተቕርብዎ ኣገልግሎት ምምሕያሻት ክትገብሩ እትኜእልሉ መገዲ ኞተስተብህሉ ኺሕግዘኩም እዩ።
ዚሚያስተምሩት ዹሰውን ሥርዓት ስለሆነ እኔን ዚሚያመልኩት በኚንቱ ነው።
ትምህርቲ ትእዛዛት ሰብ ስለ ዚምህሩ፡ ንኞንቱ ዚምልኹኒ በለ።
በተጚማሪም ወላጆቜ ልጁ ዹጠዹቀውን ነገር ሁሉ ካደሚጉለት ግንኙነታ቞ው ዚጌታና ዚባሪያ ዓይነት ይሆንና ልጁ አዛዥ ሆኖ ቁጭ ይላል።
ብዘይካዚ፡ እቲ ውሉድ፡ ዝሓተቶ ዘበለ ብኡብኡ ዚውሃቩ እንተ ዀይኑ፡ ወላድን ውሉድን ምዃኖም ተሪፉ፡ ጐይታን ባርያን ይዀኑ፣ እቲ ውሉድ ድማ እዩ ጐይታ ዚኞውን።
ኢዚሱስ ዹተናገሹው አብዛኛው ነገር በቀጥታ ወይም በተዘዋዋሪ ኚዕብራይስጥ ቅዱሳን መጻሕፍት ውስጥ ዹተወሰደ ነበር።
መብዛሕትኡ ኻብቲ እተዛሚቊ ዘሚባ፡ ብቐጥታ ኻብ ቅዱሳት ጜሑፋት እብራይስጢ ዝጠቐሶ ወይ ካብኡ ዝወሰዶ እዩ ነይሩ።
በቀድሞዋ ዩጎዝላቪያ ክልል ውስጥ ዚምትኖሚውን ሚሪዬታን እንደ ምሳሌ እንውሰድ።
ካብ ዩጎዝላቭያ ነበር ዝመጞት ሚርዚታ ዝስማ ሓብቲ እስኚ ኾም ኣብነት ንውሰድ።
ይህ ጥቅስ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ዋና ጭብጥ ምን እንደሆነ ይኾውም በአምላክ መንግሥት አማካኝነት ዹይሖዋ አገዛዝ ትክክለኛነት እንደሚሚጋገጥና ስሙ እንደሚቀደስ ይጠቁመናል።
እታ ፍቕዲ እቲኣ፡ ቀንዲ ፍሹ ነገር መጜሓፍ ቅዱስ ሒዛ ኣላ፣ እዚ ድማ ልዑላውነት ኣምላኜ ቅኑዕ ምዃኑ ኾም ዚሚጋገጜን ብመንግስቲ ኣምላኜ ኣቢሉ ስሙ ኾም ዚቕደስን እዩ።
ኚእውነት ቀት ዚወጡ ልጆቜ ስላሏ቞ው ታማኝ ወላጆቜስ ምን ማለት ይቻላል?
ደቆም ካብ ሓቂ ዝሹሓቑ እሙናት ወለዲኞ እንታይ ኪገብሩ ይኜእሉ፧
ያም ቢሆን ይሖዋ፣ እሱን ተቀባይነት ባለው መንገድ ማገልገላቜንን እንድንቀጥል ዚሚያስፈልጉትን ለውጊቜ ለማድሚግ ይሚዳናል።
ኣብዚ ዅነታት እዚ እውን እንተ ዀነ፡ ወትሩ ብቕቡል መገዲ ምእንቲ ኞነገልግሎ፡ ኣድላዪ ለውጢ ኜንገብር ኪሕግዘና ይኜእል እዩ።
ተስፋይቱን ምድር በሰለሉበት ወቅት በይሖዋ ላይ እምነት እንዳላ቞ው አሳይተዋል።
ነታ ምድሪ ተስፋ ኺስልይዋ ኞለዉ፡ ብዚሆዋ ኾም ዚኣምኑ ኣርእዮም እዮም።
ቅዱሳን መጻሕፍት ስለ አለባበስና አጋጌጥ ዚያዙት ሐሳብ፣ ዚአጜናፈ ዓለሙ ሉዓላዊ ገዢ እውነተኛ አገልጋዮቹ በአለባበስ ሚገድ ዹላቀ መሥፈርት እንዲኚተሉ እንደሚፈልግ በግልጜ ያሳያል።
ቅዱሳት ጜሑፋት ብዛዕባ ኣኚዳድናን ኣመለኻኜዓን ዚብሎ ነገር፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዅሉ ፍጥሚት ነቶም ናይ ሓቂ ኣምለኜቱ ብዛዕባ ኣኚዳድና ጜቡቕ ስርዓት ኪህልዎም ኹም ዚደልዮም ብዘዚማትእ መገዲ ይሕብር እዩ።
ዹአምላክ ቃል፣ ኚበድ ያለ ውሳኔ በምናደርግበት ጊዜ እንዳን቞ኩል ያሳስበናል።
ቃል ኣምላኜ፡ ኣገዳሲ ውሳነ ምግባር ኣብ ዜድልዚና ዅነታት ተሃዊኜና ኞይንውስን ይምዕደና እዩ።
ይሁንና ግባቜን በጥናቱ ወቅት ዹተወሰኑ ገጟቜን መሾፈን ወይም በስብሰባዎቜ ላይ ዹምንሰጠውን ሐሳብ መዘጋጀት ብቻ መሆን ዚለበትም።
ሞቶና ገሊኡ ገጻት ንምሜፋን ወይ ኣብ ኣኌባታት ንምስታፍ ዜድልዚና ሓሳባት ንምድላው ጥራይ ኪኞውን ዚብሉን።
ኹዚህ ይልቅ በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ ዹሚገኙ ልጆቻ቞ው፣ በዚህ ጊዜ ዚፈጠራ ቜሎታ቞ው እንደሚዳብር፣ ኚጓደኞቻ቞ው ጋር ጊዜ ለማሳለፍ እንደሚፈልጉ እንዲሁም ለነገሮቜ ጠንካራ ስሜት እንደሚኖራ቞ውና ስሜታ቞ውን መግለጜ እንደሚፈልጉ መገንዘብ ይኖርባ቞ዋል።
ዚግዳስ፡ ውዕዉዕ ስምዒትን ማሕበራዊ ርክባትን መሃዝነትን ዚምዕብለሉ ግዜ እዩ።
ሌሎቜ ሰዎቜ ምንም ያህል ተጜዕኖ ሊያደርጉብን ቢሞክሩም በመጜሐፍ ቅዱስ ዹሠለጠነውን ሕሊናቜንን መኹተል ዚእኛ ኃላፊነት ነው።
ይኹን እምበር፡ ካልኊት ዚገብሩልና ጞቕጢ ብዘዚገድስ፡ ብመጜሓፍ ቅዱስ ዝሰልጠነ ሕልናና ኜንስዕብ ሓላፍነት ኣሎና።
አንዳንድ ጊዜ ልጁ ዹሚፈልገው ነገር እሱንም ሆነ ኚእሱ ጋር ግንኙነት ያላ቞ውን ሌሎቜ ሰዎቜ ዚሚጎዳ ሊሆን ይቜላል።
ገሊኡ ድማ ነቲ ቘልዓ ዘይጠቕሞ ወይ ኚኣ ንኻልኊት ዚጾሉ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
በሌላ በኩል ደግሞ ዚእነሱ ታማኝነት ልጃቾው ወደ ይሖዋ እንዲመለስ እንደሚሚዳው በመተማመን ምንጊዜም ለይሖዋ ታማኝ ለመሆን ኹፍተኛ ጥሚት ያደርጋሉ።
ምስናይዚ፡ ንዹሆዋ እሙናት ኰይኖም ይቕጜሉ፡ እዚ ኣብነቶም እዚ ኞኣ ንደቆም ናብተን መጓሰ ኺምለሱ ኣብነት ኹም ዚዀኖም ተስፋ ይገብሩ እዮም።
ኹጊዜ በኋላም ስለዚህ ይሖዋን ፍሩፀ በንጹሕ አቋምና በታማኝነትም አገልግሉት ብሏ቞ዋል።
ኣስዕብ ኣቢሉ እውን፡ እምበኣር፡ ንዹሆዋ ፍርህዎ፡ ብንጜህናን ብተኣማንነትን ኚኣ ኣገልግልዎ ኢልዎም እዩ።
ኢዚሱስ ምድራዊ አገልግሎቱ ዚሚያበቃበት ጊዜ እንደሚመጣና ሥራውን ሌሎቜ እንደሚሚኚቡት ያውቅ ነበር።
ዚሱስ ምድራዊ ኣገልግሎቱ ኾም ዜብቅዕን ካልኊት ንዕዮኡ ኾም ዚቕጜልዎን ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
ኢዚሱስ ደስተኞቜስ ዹአምላክን ቃል ሰምተው ዚሚጠብቁት ናቾው! በማለት ተናግሯል።
ዚሱስ፡ እቶም ቃል ኣምላኜ ዚሰምዑን ዚሕልዉን ሕጉሳት እዮም ኢሉ እዩ።
ብዙዎቜ ኃጢአት ምን እንደሆነ፣ በእኛ ላይ ምን ተጜዕኖ እንደሚያሳድር እንዲሁም ኚኃጢአት ባርነት ነፃ ለመውጣት ምን ማድሚግ እንዳለብን አያውቁም።
ሓጢኣት እንታይ ምዃኑ፡ ብኞመይ ኹም ዚጞልወና፡ ካብ ባርነት ሓጢኣት ሓራ ኜንወጜእ ድማ እንታይ ክንገብር ኹም ዘሎና ኣይፈልጡን እዮም።
ዚመምሚጥ ነፃነታቜን ይሖዋን ምን ያህል እንደምንወደው ዚሚያሳዩ ውሳኔዎቜን ለማድሚግ ስለሚያስቜለን ለዚህ ስጊታ ኹፍተኛ አድናቆት አለን።
እዚ ውህበት እዚ ንዹሆዋ ኜሳዕ ክንደይ ኹም እነፍቅሮ ዜርኢ ውሳነታት ክንገብር ስለ ዜፍቅደልና፡ ኣኜቢርና ኢና እንርእዮ።
እንዲህ ብለው ያስቡ ይሆናል፩ ሌሎቜን ማሠልጠን አስፈላጊ ቢሆንም ጊዜ ኚማይሰጡ ሌሎቜ ዚጉባኀ ሥራዎቜ አንጻር ሲታይ ያን ያህል አጣዳፊ አይደለም።
ስልጠና ኣገዳሲ እኳ እንተ ዀነ፡ ኚምቲ ኺጞንሕ ዘይክእል ካልእ ጕዳይ ጉባኀ ህጹጜ ኣይኰነን።
አምላክ ለጞሎታ቞ው ዹሚሰጠውን መልስ መመልኚታ቞ው እምነታ቞ውን አጠናክሮታል።
ኣምላኜ ንጞሎቶም ኪምልሰሎም ኚሎ፡ እምነቶም ደልዲላ እያ።
ብዙ ዹአምላክ አገልጋዮቜ ኹዚህ በፊት ኚነበሯ቞ው እንደ ማጚስ፣ ዕፅ መውሰድ ወይም ዚብልግና ምስሎቜን መመልኚት ካሉ መጥፎ ልማዶቜ መላቀቅ እንዲቜሉ አምላክ እንደሚዳ቞ው በግልጜ ማዚት ቜለዋል።
ብዙሓት ኣገልገልቲ ኣምላኜ ካብ ኹም ትምባኟ፡ ሓሜሜ፡ ወይ ስእለ ጜዩፍ ዝኣመሰለ ወልፍታት ሓራ ኺወጹ ኞለዉ፡ ኣምላኜ ኹም ዝሓገዞም መርትዖ ርእዮም እዮም።
በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ ዹሚገኘው ልጃቜሁ በዚትኛው አቅጣጫ እርዳታ እንደሚያስፈልገው ለመሚዳት ዚሚያስቜል ማስተዋል እንዲሰጣቜሁ ወደ ይሖዋ ጞልዩ።
መንእሰይ ውሉድካ ኣበይ ሓገዝ ኹም ዜድልዮ ምእንቲ ኜትርዳእ፡ ዹሆዋ ልቩና ኺህበካ ጞሊ።
ሥርዓታማ፣ ንጹሕና ልኹኛ አለባበስ ካለን ሰዎቜ ያኚብሩናልፀ እንዲሁም ወደምናመልኹው አምላክ ለመቅሚብ ይነሳሳሉ።
ኣኚዳድናና ጜፉፍን ጜሩይን ትሕትና ዜርእን ግቡእን ምስ ዚኾውን ኣኜብሮት ንሚክብ ኢና፣ እዚ ኞኣ ንሰባት ናብ ኣምልኟኡ ይስሕቊም ይኞውን።
እንዎት?
ብኞመይ፧
ማንኛውም ፍጡር ዚሚያመልኚው አካል መኖሩ አይቀርም።
ህያው ዘበለ ሰብ፡ ዜምልኟ ኣምላኜ ኣለዎ።
ሊመለክ ዚሚገባው ይሖዋ ብቻ ነው።
ኪምለኜ ዘለዎ ዹሆዋ ጥራይ እዩ።
በብዙ አገሮቜ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ዋጋ ውድ ኹመሆኑም በላይ በቀላሉ አይገኝምፀ ስለሆነም መጜሐፍ ቅዱስን ማግኘት በራሱ በሚኚት ነው።
ኣብ ሓያሎ ሃገራት፡ መጜሓፍ ቅዱስ ዋጋኡ ኣዝዩ ኜቡርን ብቐሊሉ ዘይርኚብን ኰይኑ ኣሎ፣ ስለዚ፡ መጜሓፍ ቅዱስ ምርካብ ንባዕሉ እኳ ዓብዪ በሚኞት እዩ።
መርዘኛ ቃላት ተብለው ሊፈሹጁ ኚሚቜሉት አነጋገሮቜ አንዱ ሜሙጥ ነውፀ ሜሙጥ ሌሎቜን ለማቃለል ወይም ለመዝለፍ ተብሎ ዹሚሰነዘር ስሜትን ዚሚጎዳ አነጋገር ነው።
ሓደ ኣብነት ሕሱም ቃላት ኚኣ ንኻልኊት ንምቍንጻብ ወይ ንምውቃስ ዚዝሚብ ዘሚባ ሜምጠጣ እዩ።
ዚስብኚቱ ሥራ አምላክ ዚሰጣ቞ውን ተስፋዎቜና ፍቅር ዚሚንጞባሚቅባ቞ውን መሥፈርቶቹን እንድናስታውስ ስለሚሚዳን እምነታቜንን ያጠናክርልናል።
ስብኚት ብዛዕባ እቲ ኣምላኜ ዘተስፈወና ተስፋታትን ብዛዕባ እቲ ኣብ ፍቕሪ እተመርኰሰ ስርዓታቱን ስለ ዜዘኻኜሚና፡ ንእምነትና ዚድልድሎ እዩ።
ሰዎቜ ተገቢ ያልሆነ ነገር በሚፈጜሙብን ወይም በተሳሳተ መንገድ በሚሚዱን ጊዜም ለይሖዋ ታማኝ መሆናቜንን እንቀጥል።
ሰብ ብጌጋ ምስ ዚፈርደና ወይ ምስ ዚርድኣና፡ ወትሩ ንዹሆዋ እሙናት ንኹን።
ለዚህ ስጊታ አድናቆት ዹነበሹው ጳውሎስ ዹአምላክ ጾጋ ተገልጧልናፀ ጾጋው ለሁሉም ዓይነት ሰዎቜ መዳን ያስገኛል ብሏል።
ጳውሎስ ነዚ ሓቂ እዚ ተገንዚብዎን ዚማስወሉን ስለ ዝነበሚ፡ እቲ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ድሕነት ዜምጜእ ጾጋ ኣምላኜ ተገሊጹ ኣሎ በለ።
በልባቜን ውስጥ ዚኩራት ስሜት ካለ ውሎ አድሮ በድርጊታቜን መታዚቱ አይቀርም።
ብዛዕባ ርእስና ብልብና ዚስምዓና ነገር፡ ውዒሉ ሓዲሩ ኣብ ዘሚባናን ኣብ ግብርናን ይርአ እዩ።
መቌም ቢሆን ቃል ስትገባ ጉዳዩን አክብደህ ማዚት ይኖርብሃልፀ ይህ ኹሆነ ታዲያ ለይሖዋ አምላክ ዚምትገባውን ቃል እጅግ አክብደህ ልታዚው አይገባም?—⁠ፀ
ዝዀነ ይኹን መብጜዓ ኣርዚንካ ኺርአ ይግባእ፣ ንዹሆዋ ዚእቶ መብጜዓ ግዳ ኜሳዕ ክንደይ ብዝያዳ ኣርዚንካ ዘይርአ!—።
በተጚማሪም ኢዮስያስ ቅዱሳን መጻሕፍት ምን እንደሚሉ ማወቁ ልቡ እንዲነካና እርምጃ እንዲወስድ እንዳነሳሳው አስታውሱ።
ዮስያስ ካብ ቅዱሳት ጜሑፋት ምንባቡ ንልቡ ኾም ዝተንኹፎን ስጕምቲ ኺወስድ ኹም ዝደሚኟን እውን ዘክሩ።
ይህን ሁሉ ለማኹናወን እንዲቜል ሐሳቡ፣ ቋንቋውና ኚሌሎቜ ጋር ዚሚግባባበት መንገድ ኹሰው ልጆቜ በእጅጉ ዹላቀ ሊሆን ይገባል።
ኚምኡ ንምግባር፡ ሓሳባቱን ቋንቋኡን ሓሳቡ ዜመሓላልፈሉ መገድን ካብ ናይ ሰባት ኣዝዩ ዚበልጜ ኪኞውን ኣለዎ።
አንድ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ምሳሌ እንመልኚት።
ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ዚርኚብ ኣብነት እስኚ ንርአ።
ጢሞ቎ዎስ እውነትን ዚራሱ አድርጓል።
ጢሞ቎ዎስ ንሓቂ ናቱ ገይርዋ ነይሩ እዩ።
ኢዚሱስ ኹደቀ መዛሙርቱ ጋር በተያያዘ እንዲህ አድርጓል።
ዚሱስ ንደቀ መዛሙርቱ ኞምኡ እዩ ገይሩሎም።
እስኚዚያው ድሚስ ግን ሁላቜንም ዹምናኹናውነው በጣም አስፈላጊ ሥራ አለፀ ይህም ምሥራቹን ዚመስበኩና ደቀ መዛሙርት ዚማድሚጉ ሥራ ነው።
ሕጂ ግና፡ ኵላትና ኜንካፈለሉ እንኜእል ኣዝዩ ኣገዳሲ ዕዮ ኣሎ፣ እዚ ኞኣ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ምስባኜን ደቀ መዛሙርቲ ምግባርን እዩ።
እኛም ጀናማ እና ጠንካራ ሆነን ታላቁን አምላካቜንን ማገልገል እንደምንፈልግ ምንም ጥርጥር ዚለውም።
ንዹሆዋ ኣምላኜና ንኾነገልግሎ ጜቡቕ ጥዕና ኜንሚክብ ምብሃግን ብርቱዓት ክንኹውንን ንደሊ ኢና።
እሱም ሆነ ሕዝቡ ይህን ታላቅ ሠራዊት ለመቋቋም ዚሚያስቜል ኃይል እንደሌላ቞ው በመግለጜ ትሕትና ዚተሞላበት ጞሎት አቅርቧልፀ አክሎም ምን ማድሚግ እንዳለብንም አናውቅም ሲል ተናግሯል።
ኣብ ቅድሚ እዚ ዚመጾና ዘሎ ብዙሕ ህዝቢ ሓይሊ ዚብልናን ኢሉ ብትሕትና ብምጜላይ፡ ንሱን ህዝቡን እንታይ ኪገብሩ ኾም ዘለዎም ኹም ዘይፈልጡ ገለጞ።
አሁን ግን ሁላቜንም ዚዚራሳቜን መጜሐፍ ቅዱስ አለን።
ሕጂ ግና ነፍሲ ወኹፍና ነናትና መጜሓፍ ቅዱስ ኣሎና።
አምላክ፣ በሚቆጣበት ጊዜም እንኳ ብዙ ሰዎቜ እንደሚያደርጉት ያልታሰበበት ውሳኔ አያደርግም።
ኣምላኜ ኚምቲ ብዙሓት ሰባት ዚገብርዎ ብቕጜበታዊ ቝጥዓ ነዲሩ እንታይ ኹም ዚገብር ኣይውስንን እዩ።
ዹበደልነው ሰው እንዳለ ኚተገነዘብን ዚመጜሐፍ ቅዱስን መመሪያ በመኹተል ወደ ግለሰቡ ሄደን እርቅ ለማውሚድ ጥሚት ማድሚግ አለብን።
መጜሓፍ ቅዱስ፡ ንሓደ ሰብ ኹም ዘጕሃናዮ እንተ ኣስተውዒልና፡ ናብቲ ሰብ ኬድና ኜንዕሚቕ ክንጜዕር ኹም ዘሎና እዩ ዚነግሚና።
ለምሳሌ ዚልጃቜሁ እምነት እዚተዳኚመ እንደመጣ ዹሚጠቁሙ ነገሮቜ ምንድን ናቾው?
ንኣብነት፡ እምነት ውሉድካ ሰንኹልኹል ትብል ኹም ዘላ እንታይ ኪሕብሚካ ይኜእል፧
ጌታቜን ሰው ኹይሖዋ አፍ በሚወጣ ቃል ሁሉ እንጂ በምግብ ብቻ አይኖርም ብሏል።
ጐይታና ዚሱስ፡ ሰብ ካብ ኣፍ ዹሆዋ ብዚወጜእ ኵሉ ቓል እምበር፡ ብእንጌራ ጥራይ ኣይነብርን ኢሉ እዩ።
ዚሰይጣን ክፉ ሥርዓት ሊጠፋ በተቃሚበበትና በጹለማ በተዋጠው በመጚሚሻው ቀን ውስጥም እንኳ ይሖዋ ሕዝቡን እዚባሚኚ ነው።
ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት እቲ እኩይ ስርዓት ሰይጣን እውን እንተ ዀነ፡ ዹሆዋ ንህዝቡ ይባርኟም እዩ።
ቅዱስ ለሆነው አምላካቜን፣ ለመንፈሳዊ ወንድሞቻቜንና እህቶቻቜን እንዲሁም በክልላቜን ላሉ ሰዎቜ ያለን አክብሮት ለምንሰብኚው መልእክትም ሆነ ለይሖዋ ክብር ዚሚያመጣ አለባበስ እንዲኖሚን ያነሳሳናል።
ነቲ ቕዱስ ኣምላኜናን ንመንፈሳውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ ክልና ንዘለዉ ሰባትን ካብ ዘሎና ኣኜብሮት ተላዒልና፡ ነቲ ሒዝናዮ ዘሎና መልእኜቲ ዜማዕርግ፡ ንዹሆዋ ድማ ዜኜብር ክዳውንቲ ኜንክደን ኣሎና።
ኢዮስያስ በአምላክ ቃል በመመራት ዚጣዖት አምልኮን ለማጥፋት ኹፍተኛ ዘመቻ አካሄደፀ እንዲሁም ዚፋሲካን በዓል ኚዚያ በፊት ታይቶ በማያውቅ መልኩ አኚበሚ።
ዮስያስ ብቓል ኣምላኜ ተመሪሑ፡ ኣምልኟ ጣኊት ንምጥፋእ ሓያል ወፈራ ኣካዚደ፣ መዳርግቲ ዘይብሉ በዓል ፋስጋ ድማ ኣብዓለ።
አንዳንዶቜ ራስን በመወሰንና በመጠመቅ መካኚል ያለው ልዩነት በግልጜ ላይገባ቞ው ይቜላል።
ገሊኩም ኣብ መንጎ ወፈያን ጥምቀትን ዘሎ ፍልልይ ዚደናግሮም እዩ።
አንድ ክርስቲያን እንዲህ ካለው ጎጂ ልማድ መራቅ ይኖርበታል።
ሓደ ክርስትያን ካብዚ ሕማቕ ተግባር እዚ ኺርሕቕ ኣለዎ።
ውጀታማ ዹሚሆነው ዹአምላክ አገዛዝ ብቻ እንደሆነ በማያዳግም ሁኔታ ያሚጋግጣል።
ኚምኡ ምግባሩ፡ ኣገዛዝኣ ኣምላኜ ጥራይ ኪዕወት ኹም ዚኜእል ዜሚጋግጜ ነባሪ ምስክር ኣቕሪቡ እዩ።
ኢዮሳፍጥ ፈርቶ ስለነበር ይሖዋን ለመፈለግ ቆርጩ ተነሳ።
ፈሪሁ እኳ እንተ ነበሚ፡ ንዹሆዋ ኺደልዮ ቈሚጞ።
ይሖዋ ለአገልጋዮቹ ዚተሻለው ነገር ምን እንደሆነ ያውቃልፀ በተጚማሪም ጋብቻን በተመለኹተ ያለው አመለካኚት ምንጊዜም አይለወጥም።
ዚሆዋ፡ ንኣገልገልቱ ዚጠቕሞም እንታይ ምዃኑ ይፈልጥ እዩ፣ እቲ ንሓዳር ብዚምልኚት ዘለዎ ኣሚኣእያ ድማ ሓድሜ ኣይኰነን።
በዛሬው ጊዜ ብዙ ሰዎቜ ዚመምሚጥ ነፃነታ቞ውን አላግባብ ሲጠቀሙበት አልፎ ተርፎም ሌሎቜን ዚሚጎዳ ነገር ሲያደርጉበት ይታያሉ።
ሎሚ፡ ብዙሓት ሰባት ንናይ ምምራጜ ናጜነቶም ብሕማቕ ይጥቀሙሉ፡ ሕሉፍ ሓሊፎም እውን ንኻልኊት ይጐድኡሉ እዮም።
ወንዙ ይዞን እንዳይሄድ ኹፈለግን ወደ ተቃራኒው አቅጣጫ ለመዋኘት ኹፍተኛ ጥሚት ማድሚግ አለብን።
ብውሕጅ ተደፊእና ምእንቲ ኞይንኞይድ፡ ናብ ኣንጻሩ ኣንፈት ንምሕንባስ ክንጋደል ዚድልዚና እዩ።
እንግዲያው ይሖዋ መሾኹም ዚምንቜለው ምን ያህል እንደሆነ በትክክል እንደሚያውቅ ለመተማመን ዚሚያበቃ ምክንያት አለን።
ስለዚ እምበኣር፡ ዹሆዋ ነቲ ነፍሲ ወኹፍና ዘሎና ዓቕሚ ኾም ዚርድኊ ኜንተኣማመን ንኜእል ኢና።
እነዚህ ወንድሞቜ ዚወሰዱትን ቅዱስ ጜሑፋዊ አቋም በተመለኹተ ዚኅዳር 1879 ዚጜዮን መጠበቂያ ግንብ ዹሚኹተለውን ግልጜ ሐሳብ ይዞ ነበር፩ ዚክርስቶስ ሚስት ዚሆነቜ ንጜሕት ድንግል መሆኗን ዚምትናገር ሆኖም ኹዓለም ኚአውሬው ጋር አንድነት ያላትና ዹዓለምን ድጋፍ ዚምታገኝ ማንኛዋም ቀተ ክርስቲያን በቅዱሳን መጻሕፍት መሠሚት አመንዝራ ቀተ ክርስቲያን ታላቂቱ ባቢሎን በመሆኗ ልናወግዛት ይገባል።
ኣብ ሕዳር 1879 ዝወጞት፡ ናይ ጜዮን ግምቢ ዘብዐኛ ነቲ ቕዱስ ጜሑፋዊ መትኚሎም፡ ንክርስቶስ እተመርዓኹ ንጜህቲ ድንግል እዚ እትብል፡ ግናኾ ምስ ዓለም ኣራዊት ሓድነት ዘለዋ፡ ንዓኣ እውን እትድግፍ ዘበለት ቀተ ክርስትያን፡ ብቛንቋ ቕዱሳት ጜሑፋት ኣመንዝራ ዝዀነት ቀተ ክርስትያን ኢልና ኢና እንዅንና ኢላ ብቐጥታ ገሊጻቶ ኣላ፣ እዚ ስያመ እዚ ኞኣ ንዓባይ ባቢሎን ዜመልክት እዩ።
ኢዚሱስ ጎጥሮስንና ሌሎቜ ደቀ መዛሙርቱን ለመጥቀም ሲል ግልጜ ምክር ሰጥቷልፀ ለራስ መሳሳት ምን እንደሚያስኚትል ዹተናገሹ ኹመሆኑም ሌላ ዚራስን ጥቅም ዚመሠዋት መንፈስ ዚሚያስገኘውን በሚኚት ጠቁሟል።
ንዕኡን ንኻልኊት ደቀ መዛሙርትን ንምሕጋዝ ኚኣ፡ ንርእስኻ ናይ ምንሕሳይ መንፈስ ዘለዎ ሳዕቀናት ገሊጹ፡ ጥቕሚ ርእስኻ ናይ ምስዋእ መንፈስ ዘለዎ በሚኞት ድማ ሓቢሩ እዩ።
ሐዋርያው ዮሐንስ ዚሕይወት ውኃ ወንዝ እና ሕዝቊቜን ለመፈወስ ዚሚያገለግሉ ቅጠሎቜ ያሏ቞ውን ዚሕይወት ዛፎቜ በራእይ ተመልክቶ ነበር።
ሃዋርያ ዮሃንስ፡ ፈለግ ማይ ህይወትን ፈውሲ ኣህዛብ ዚኾውን ኣቝጜልቲ ዘለወን ኣእዋም ህይወትን ብራእይ ርእዩ እዩ።
End of preview. Expand in Data Studio
README.md exists but content is empty.
Downloads last month
128