mala-opus-dedup-shuffle-2410 / 451 /nob_Latn-tir_Ethi.jsonl
pinzhenchen's picture
Add files using upload-large-folder tool
9332de3 verified
raw
history blame
1.94 kB
{"url": "https://object.pouta.csc.fi/OPUS-QED/v2.0a/moses/nb-tir.txt.zip", "collection": "QED", "source": "QED", "original_code": "nb - tir", "text": "\"Meraki\" - med lidenskap, med kjærlighet. \t \"meraki\" ምስ ድልየት፣ ምስ ፍቕሪ፣"}
{"url": "https://object.pouta.csc.fi/OPUS-QED/v2.0a/moses/nb-tir.txt.zip", "collection": "QED", "source": "QED", "original_code": "nb - tir", "text": "Det kinesiske ordet \"Xiang\" betyr noe sånn som Det kan beskrive blomster, mat eller andre ting, men det er alltid en positiv beskrivelse. \t እዚ ቃል ብቋንቋ ቻይና \"Xiang\" እንትኮን ትርጉሙ ካኣ ጥዑም ይጨኑ ማለት እዩ ንፊዮሪ፣ ምግቢ፣ ንዝኮነ ነገር ክገልጽ ይክእል ኮይኑ ግና ኩል ጊዜ ንነገራት ኣዎንታዊ ገለጻ ጥራይ እዩ ካብ ማንዳሪን ወጻኢ ናብ ካልእ ነገር ንምትርጓም ኣጸጋሚ እዩ ነዚ ቃል ብቋንቋ ፊጂ-ሒንዲ \"Talanoa\" ብዝብል ኣሎና እቲ ዓርቢ ዓርቢ ለይቲ ምስኮነ ዝስማዓኻ ዓይነት ስምኢት እዩ፣ ኣብ ሞንጎ የእሩኽቲ ኮይንኻ ሉስሉስ ኣየር እንዳተንፈስኻ፣ ኮይኑ ግና ንሱ ኣይኮነን፣ ዝበለጽ ውዕውዕ ዘለዎን ሕውነታዊ ስርሒት እዩ ንእሽቶ ዘረባ ብዛዕባ ዝኮነ ክትሓስቦ ትክእል ነገር ኩሉ ኣብ ልዕሊ ርዕስኻ ንዘሎ ብቋንቋ ግሪክ እዚ ቃል \"meraki\" ብዝብል ዘለና እንትኮን ትርጉሙ ካኣ ንነፍስኻ፣ ንሙሉዕ ኣካልኻ ናብ ትገብሮ ዘለኻ ዝኮነ ይኩን ዋላ ናይ ጊዜ መሕለፊ ዋኒንካ ኮነ ስራሕኻ ብፍቕሪ ኢኻ ትገብሮ ኮይኑ ግና ካብቶም ባሕላዊ ነገራት ሓደ እዩ፣ እዚ ካኣ ምስቲ ዝበለጸ ዝጸበቐ ትርጉም ከቕርብ ኣይካኣልኩን"}